ሰላም ኣብ ኩሉ ክዓስል ኢዩ።
ሰላም ኣብ ኩሉ ክዓስል ኢዩ።
ንመጀመርታ ኣብ ልቢ ደቂ ሰባት።
ቀፂሉ ከኣ ኣብ ኩሉ ጎደናታትን መልክዓ ምድሪታትን
ናብ ኩሎም ርሑቕ ቦታታት ክባፃሕ ኢዩ።
ኣህዛብ ምንቅስቓሶም ደው ኣበሉ
ዕርፍ በሉ፣ ዝኾነ ነገር ድማ ተሰመዖም።
ኣዝዩ ፍሉይ ነገር ድማ ተፈጠረ።
ድምጺ ዘይብሉ ዓቢ ናይ ፍቕሪ ስምዒት
ንምድሪ ኣዕለቕለቐ።
ኣብ ህላወ ወዲ ሰብ ድማ ንመጀመርታ ግዜ
ኣዒንቲ ህዝቢ ተኸፍታ።
ኣብ ዓይኒ ሕድሕድ ሰብ ድማ
ድንቅን ፅቡቕን ነገር ክርእዩ ኸአሉ።
ንነዊሕ እዋን ዝተረስዐ ነገር ድማ ዘከሩ...
ሼር ምግባር ንላቦ - ሼር ምግባር ንላቦ - ሼር ምግባር ንላቦ